ቅዱስ ባስልዮስ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!
(ናይ ቅዱስ ባስልዮስ ምኽሪ)
፩.ሓጢኣት ተዘይትሰርሕ ጽቡቕ እዩ።
፪.ሓጢኣት እንተሰሪሕኻ ከይጸናሕኻ ንስሓ ክትኣቱ ጽቡቕ እዩ።
፫.ንስሓ እንተኣቲኻ ድማ ካልኣይ ናብ ሓጢኣት ተዘይትምለስ ጽቡቕ እዩ።
፬.ናብ ሓጢኣት እንተዘይተመሊስኻ እዚ ብእግዚአብሔር ርዳታ፣ሕያዋይነት ሙኻኑ ተትፈልጥ ጽቡቕ እዩ።
፭.እዚ እንተፈሊጥኻ ስለዘለኻዮ ኹነታት ንእግዚአብሔር ተተመስግን ጽቡቕ እዩ። (ብሓቂ ዝገርም መልእኽቲ እዩ)
ኣብዚ ጥብቆ ኣቲና ነዚ ገጽ ፈለው ሸር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን ኩልና ።"
https://sonstmichael.blogspot.com/2022/09/blog-post_8.html
Please to grow our pages share, like, Follow and subscribe
https://sonstmichael.blogspot.com/2022/09/blog-post_8.html
ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን ኩልና https://youtu.be/FIkzATbCA5Y
https://instagram.com/son_st_michael?igshid=ZDc4ODBmNjlmNQ==
ወስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር!

Comments
Post a Comment