ሰሉስ ቶማስ

 ሰሉስ ቶማስ 





‌ካብ ድሕሪ በዓል ትንሳኤ ዘላ ሰሉስ ቶማስ ተባሂላ ትጽዋዕ፡ ኣብ ዕለተ ትንሳኤኡ ሰንበት ምሸት፡ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ሓዋርያት ኣብ ዝተኣከቡሉ ትንሳኤ ጎይታ ምሸት ሰንበት ኣብ ዕጹው ማዕጾ ኣትዩ ክግለጸሎም ከሎ፡ ኣብ ሞንጎኦም ቶማስ ሓዋርያ ኣይነበረን ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ ከኣ ከይዳህሰስክዎ ኣይኣምንን ኢየ በለ፡ ኣብ ሰሙኑ ድማ ጐይታ ዳግማይ፡ ቶማስ ኣብ ዝተረኽበሉ ንሓዋርያት ተገለጸሎም። ንቶማስ፡ ኣጻብዕካ ናብዚ ኣምጽእ ነእዳወይውን ርኤ፡ ኢድካ ኸኣ ናብዚ ኣምጽእ እሞ ናብ ጐድነይ ኣእትዋ፡ ኣማኒ እምበር፡ ዘይኣማኒ ኣይትኹን በሎ። ዮሓ20፡24-30 ‌ ነዚ መዘከርታ ክኽውን ተባሂሉ እዚኣ ዕለት ብቶማስ ተጸዊዓ ኣላ።

‌ 


ንዝቅጽል ንምክትታል ኣብዚ Follow,Like ግበሩ




https://sonstmichael.blogspot.com/2022/09/blog-post_8.html




Please to grow our pages share, like, Follow and subscribe




https://sonstmichael.blogspot.com/2022/09/blog-post_8.html




 ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን ኩልና https://youtu.be/FIkzATbCA5Y




https://instagram.com/son_st_michael?igshid=ZDc4ODBmNjlmNQ==
















ወስብሃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!











Comments

ሚካኤል St.Michael

ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል

ጴጥሮስ ወ ጳውሎስ

ታሪኽ ገዳም ደብረ ሲና