7ተ ምስጥራት ኣብ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

 በስመ ኣብ፥ ወወልድ ፤ወመንፈስቅዱስ፥ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን

7ተ ምስጥራት ኣብ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ


7ተ ምስጥራት ኣብ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

7ተ ሊቃነ መላእክት ዝበሃሉ

ቅዱስ ሚካኤል 

ቅዱስ ገብርኤል

3. ቅዱስ ሩፋኤል

4. ቅዱስ ኡራኤል

5. ቅዱስ ራጉኤል

6. ቅዱስ ፋኑኤል

7. ቅዱስ ሳቁኤል


 7ተ ኪዳናት ዝበሃሉ

1. ኪዳነ አዳም

2. ኪዳነ ኖህ

3. ኪዳነ መልከ ፀድቅ

4. ኪዳነ ኣብርሃም

5. ኪዳነ ሙሴ

6. ኪዳነ ዳዊት

7. ኪዳነ ምህረት እዮም


 7ተ ኣጽማዋት ዝበሃሉ

1. ዓቢ  ፆም (ጾም ኣርብዓ)

2. ናይ ሃዋርያት ፆም

3. ጾመ ፍልሰታ 

4. ፆመ ነብያት

5. ፆመ ገሀድ

6. ፆመ ነነዌ

7. ፆመ ድሕነት እዮም


7ተ ናይ ጸሎት  ጊዜያት

1. ናይ ንጉሆ ዝጽለ  ጸሎት ወጋሕታ ስዓት 6

2. ናይ ስዓት 9 ንጉሆ ጸሎት

3. ፍርቂ መዓልቲ ወይ 12 ስዓት ፋዱስ ዝጽለ ጸሎት

4. ናይ ድሕሪ ቀትሪ ስዓት 03 ዝጽለ ጸሎት

5. ኣጋ ምሸት ስዓት 05 ዝጽለ ጸሎት

6. ናይ ምሸት ስዓት 09 ዝጽለ ጸሎት

7. መንፈቕ ለይቲ 12 ዝጽለ ጸሎት


7ተ ሚስጥራተ ቤተክርስቲያን ዝበሃሉ

1. ሚስጥረ ጥምቀት

2. ሚስጥረ ሜሮን

3. ሚስጥረ ቁርባን

4. ሚስጥረ ክህነት

5. ሚስጥረ ተኽሊል

6. ሚስጥረ ንሰሓ

7. ሚስጥረ ቀንዴል እዮም


7ተ  ሰማያት ዝባሃሉ

1. ጽርሃ ኣርያም /ካብ ሰማያት ሰማያት

2. መንበረ መንግስቲ  /መንበረ ብረሃን መንበረ ፀባኦት መንበረ ስበሃት

3. ሰማይ ውድድ /መንበረ መንግስት ዝተዘርገሓሉ

4. እየሩሳሌም ሰማያዊት መንግስተ ሰማያት

5. እዮር

6. ራማ

7. ኤረር /ናይ መላእኽቲ ከተማ እዮም


7ተ  ኣቦታት ዝባሃሉ

1. ናይ ሰማይን ናይ ምድርን  ልዑል እግዚአብሔር

2. ናይ ንሰሓ  ኣቦ/አባት ነፍሲ

3. ወላዲ ኣቦ

4. ናይ ክርስትና ኣቦ

5. ናይ ጡብ ኣቦ ማለት /ዘይወለደካ ግን ከም ኣቦ ኮይኑ ዘዕቢ 

6. ናይ ስልጣን ኣቦ/ ናይ ሃገር መራሒ

7. ናይ ቀለም ኣቦ ብ መንፈሳዊ/ ወይ ብ ዓለማዊ ዝምህሩ እዮም።


7ተ  ኣነ እየ ዝበሎም ጎይታ

1. ናይ ሂወት እንጀራ ኣነ እየ _____    ዮሐንስ 6÷35

2. ናይ ዓለም ብርሃን ኣነ እየ___       ዮሐንስ 8÷12

3. ኣፍ ደገ ( በሪ) ኣነ እየ ___     ዩሓንስ 10-9                  

4. ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ _____         ዮሐንስ 10÷11

5. ትንሳኤን ሂወትን ኣነ እየ___   ዮሐንስ 11÷25

6. መንገድን ሓቅን ሂወትን ኣነ እየ___   ዮሐንስ 14÷ 

7. ናይ ሓቂ ጉንዲ ወይኒ ኣነ እየ___    ዮሐንስ 15÷1


7ተ ቃላት ጎይታና ኣብ መስቀል ዝተዛረቦም

1. ኣምላኸይ ኣምላኸይ ንምንታይ ሓዲግካኒ___ ማቴ 27÷46

2. ኦ ኣቦ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም ሞ ይቕረ በለሎም___ ሉቃ 23÷34

3. ብሓቂ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣሎኻ___ሉቃ 23÷43

4. ንድንግል ማርያም እንሆ ወድኺ በላ፡ ንዮሃንስ ድማ እነሀት ኣዴኻ በሎ ። ዮሓ፡  19÷26--27

5. ጸማእኩ___  ዮሐንስ 19÷30

6. ኦ ኣቦ ንነፍሰይ ኣብ ኢድካ አማዕቁባ ኣለኹ በለ።____ ሉቃ 23÷46 

7. ተፈፀመ ___ዮንሐስ 19÷30


7ተ ናይ ክርስቶስ መንነት ዝምስክሩ

1. ናይ ባህሪ ኣቦ ምስክርነት____ ዮሐ 5=34÷37 8÷18

2. ባዕሉ ወልድ ናይ ክርስቶስ ምስክርነት___  ዮሐ 8 ~18~58

3. ናይ መንፈስ ቅዱስ ምስክርምነት____ ዮሐ 15፦ 26 ÷16 ÷12

4. ን ሃዋርያት ዝሃቦም ምስክርነት____   ዮሐ 5÷36--10-- 25

5. ናይ መፅሓፍ ቅዱስ ምስክርነት____ ዮሐ 5÷39 ~46

6. ናይ መጥምቁ ዮሃንስ ምስክርነት___ ዮሐ 1 ÷7--5--33

7. ናይ ተማሃርኡ ምስክርነት____  ዮሐ 15÷27~ 19~35 እዮም


7ተ ተአምራት ጎይታና ምስ ተሰቕለ ጊዜ

1. ፀሓይ  ጸልመተት

2. ወርሒ ደም ሰሪባ

3. ከዋኽብቲ ረጊፎም

4. እምባታት ጎቦታት ተሰናጢቖም

5. መቓብራት ተኸፍቱ

6. ምውታት ተንስኡ

7. ናይ ቤተመቕደስ መጋረጃ ተተርተረ


7ተ ብ እግዝኣቢሄር ዝፍንፈኑ ነገራት

1. ትዕቢተኛ ዓይኒ

2. ሓሳዊት መልሓስ

3. ናይ ንጹሃን ደም እተፍስስ ኢድ

4. ክፏእ ሓሳብ ዘፈልፍል ልቢ

5. ናብ ኩፋእ ነገር እትጎዪ እግሪ

6. ብሓሶት እትምስክር ሓሳዊት መልሓስ

7. ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ጽልኢ ዝተክል


12ተ  ናይ ድንግል ማርያም ኣስማት 

1. ወላድተ አምላክ-------ማቴ 1÷21

3. ናይ አምላኽ ኣደ ------ሉቃ 1÷40

4. ዘልኣለማዊት  ድንግል-----ህዝቄ 40÷2

5. ብርኽቲ ----ሉቃ 1÷42

6. ብጽእቲ---- ሉቃ 1÷49

7. ንግስቲ ናይ ኩሉ ----መዝ 44÷9

8. ናይ ዓለም ንግስቲ-------መዝ44÷9

9. ኣደ ናይ ኩሉ ሰብ----------መዝ86 ÷5

10. ኣማላዲት---------'ዮሐንስ 2

12.  ናይ ድሕነትና ናይ ኣምላኽ ኣደ-------መዝ 59÷4 ኢሳ 7÷1።


7ተ ኣብ ግዜ ሓደጋ ዝንበቡ

1. ክኸፍኣካ እንከሎ____ ዮሐንስ 14 

2. ሓጥያት ምስ እትሰርሕ____ መዝሙር 51 

3. ምስ እትጭነቕ____ መቴወስ 6 19÷34

4. ሓደጋ ምስ ዘጋጥም____መዝሙር 19

5. ሰላምን ዕረፍትን ምስ ዝርሕቐና___ ማቴ 11 ÷25--30

6. ጁባና ባዶ ምስ ዝኸውን____መዝሙር 37

7. ብሕትውና ምስ ዝስመዐና ____መዝሙር 23


 6ተ ቃላተ ኢየሱስ ክርስቶስ ብትሪ ዝተዛረበን

1. ኣብ ሓዉ ብከንቱ ዝተቖጠዐ ክፍረዶ እዩ

2. ን ጓል ኣንስተይቲ ብዓይኑ ሪኡ ዝተመነያ ፡ ኣመንዚሩ

3. ብዘይ ዝሙት ምኽንያት ሰበይቱ ዝፈትሐ፡ ዝተፈትሐት ዝተመርዓወ አመንዚሩ

4. ፈጺምኩም ኣይትምሓሉ

5. ክፋእ ብኽፋእ ኣይትመልሱ

6. ጸላእትኹም ኣፍቅሩ


 4ተ ወንጌላውያን ዝባሃሉ

1. ማቴዎስ 

2. ማርቆስ

3. ሉቃስ

4. ዮሐንስ እዮም


5ተ ናይ ሕጊ መጽሓፍቲ 

1. ኦሪት ዘፍጥረት

2. ኦሪት ዘለላውያን

3. ኦሪት ዘፀአት

4. ኦሪት ዘውልቁ

5. ኦሪት ዘዳግም እዮም


5ተ አእማደ ሚስጥራት 

1. ሚስጥረ ስላሴ

2. ሚስጥረ ስጋዊ

3. ሚስጥረ ጥምቀት

4. ሚስጥረ ቁርባን

5. ሚስጥረ ትንሳኤ ሙታን


5ተ ቅንዋተ መስቀል

1. ሳዶር

2. እላዶር

3. ዳናት

4. አደራ

5. ሮዳስ እዮም


8ተ ናይ ዓቢ  ፆም ሰሙናት ዝባሃሉ

1. ዘወረዴ____     5. ደብረ ዘይት

2 .ቅድስት___      6. ገብርሄር

3. ምኩራብ ___   7. ኒቆድሞስ

4. መፃጉኡ__       8. ሆሳእና ትንሳኤ  ፍሲካ እዮም


12ተ  ሃዋርያት

1. ጴጥሮስ---------    7. ማቴዎስ

2. እንድሪያስ------       8. ቶማስ

3. ያእቆብ---------       9. ያዕቆብ ወዲ እልፍዮስ

4. ዮሐንስ-----------     10. ስሞኦን

5. ፌሊጶስ--------       11. ታዴዎስ

6. በርተለሜዎስ------- 12. ንሞት ኣሕሊፋ ዝሃቦ ይሁዳን  እዮም።


10ተ  ትእዛዛት

1. ካባይ ካብ እግዝኣቢሄር ኣምላኽካ ወጻኢ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይተምልኽ 

2. ናይ እግዚአብሔር ስም ብከንቱ ኣይተልዕል

3.  ሰንበት ኣኽብር

4. ኣቦኻን ኣዴኻን  አኽብር

5. ኣይትቕተል

6. ኣይትዘሙ

7. ብሓሶት ኣይትመስክር

8. ናይ ሰብ ገንዘብ ኣይትድለ

9. ኣይትስረቕ

10. ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ኣፍቅር    

   

ብዚ ጥብቆ ኣቲና ነዚ ገጽ ፈለው ሸር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን ኩልና  ።"

https://sonstmichael.blogspot.com/2022/09/blog-post_8.html

Please to grow our pages share, like, Follow and subscribe

 ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን ኩልና https://youtu.be/FIkzATbCA5Y

https://instagram.com/son_st_michael?igshid=ZDc4ODBmNjlmNQ==  

                  

   ስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን፡፡

Comments

ሚካኤል St.Michael

ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል

ጴጥሮስ ወ ጳውሎስ

ታሪኽ ገዳም ደብረ ሲና