ኣስማት ድንግል ማርያም

  በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ አሜን 

 120  ናይ እመቤታችን ኣስማት

   ቅድስት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም 120 ኣስማት በዞም ዝስዕቡ ትጽውዓ።


1. ሰአሊተ ምሕረት

2. ድንግል

3. እመ ብዙሃን

4. አቁራሪተ መዓት

5. ብስራተ ገብርኤል መልኣክ

6. ንፅህተ ንጹሐን

7. ሃገረ እግዚአብሔር

8. ቅድስተ ቅዱሳን

9. ማህደረ ሰላም

10. መዓርገ ሕይወት

11. ማኅደረ ስብሐት

12. ማኅደረ ትፍስሕት

13. ቤተ ሃይማኖት

14. ብጽዕት

15. ሕሪት

16. ክብርት

17. ልእልት

18. ውድስት

19. ኣደ ሰማዕታት 

20. ሓብቲ መላዕክት

21. ትንቢቶሙ ለነቢያት

22. መጎሶሙ ለሐዋርያት

23. እመ ብርሃን

24. ርሕርሕተ ሕሊና

25. እመ አምላክ

26. እፀ ጳጦስ ዘሲና

27. ተስፋሁ ለኣዳም

28. ይውሕና ለኣቤል

29. ቸርነቱ ለሴት

30. ደግነቱ ለሄኖክ

31. ሙጻአ ፀሐይ

32. ታቦት ዘዶር

33. እግዝትነ ማርያም

34. ባራኪተ ቅዱስ ኤፍሬም

35. ምልዕተ ውዳሴ

36. ቡርክት

37. ናይ ሓጎስ መራከቢት

38. ምእራግ

39. ቀዋሚቱ ለአዳም

40. ጽርሕ ንጽሕት

41. ማሕደረ መለኮት

42. እሕቱ ለሙሴ

43. ገራሕቱ ለአብርሃም

44. ወለቱ ለዳዊት

45. እሙ ለአማኑኤል

46. ነያ ሰናይት

47. እምነ ጽዮን

48. መዝገበ ብርሃን

49. ጽጌ ሃይማኖት

50. ደብተራ ፍጽምት

51. ማርያም ቅድስት

52. አክሊለ ንጹሐን

53. ብርሃነ ቅዱሳን

54. ወለተ ሐና ወኢያቄም

55. መድኃኒተ ይእቲ

56. ሐመልማለ ገነት

57. ሙዳዬ መና

58. ርግበ ጸአዳ

59. ሐመልማላዊት

60. መንፈሳዊት ሃገር

61. ሃመረ ኖህ (መርከብ)

62. ምርቃቱ ለሴም

63. ትዕድልቱ ለሴም

64. ለአብርሃም ዘመድ

65. ሶልያና

66. እሙ ለፀሐይ ጽድቅ

67. ምስራቀ ምስራቃት

68. በትረ አሮን

69. ዘገነት ኮል

70. ሽቱ ለይስሐቅ 

71. ዘያዕቆብ መሰላል

72. ኣረጋግኢቱ ዮሴፍ 

73. ቤዛዊተ ዓለም

74. ስርዌ እሴይ 

75. ወለተ ዳዊት

76. ጽላት ዘሙሴ

77. ጸናጽሉ ለአሮን ካህን

78. ሐውልተ ስምዕ ዘኢያሱ

79. ዘጌዴዎን ጸምር

80. ሽቱ ዘሳሙኤል 

81. ሰረገላሁ ዘአሚናዳብ 

82. መሰንቆሁ ዘዳዊት

83. ቀለቤቱ ዘሰሎሞን

84. መሶበ ወርቅ ዘኤልያስ

85. ዘኤልሳዕ ልሕኩት

86. ትንቢቱ ዘኢሳይያስ

87. ኣዳራሹ ዘሕዝቅኤል 

88. ዕፀ ሕይወት

89. ዘሚኪያስ ኤፍራታ

90. ፈዋሲቱ ዘናሆም

91. ትፍስህቱ ዘካርያስ

92. ወለተ ጽዮን

93. ንጽሕት ጸምር

94. ደብተራ ዘትዕይንት

95. ሀገረ ክርስቶስ

96. ኪዳነ ምሕረት

97. በአታ

98. መሰረተ ሕይወት

99. ናዛዚተ ሕዙናን

100. እሕትነ ነያ

101. አንቀጸ አድሕኖ

102. መዓዛ እረፍት

103. ርግብየ ሠናይት

104. ሐረገወይን

105. አንቀጸ ብርሃን

106. ተቅዋም ዘወርቅ

107. መቅደስ

108. ሐመልማለ ወርቅ

109. ብርሃነ ሕይወት

110. ሆሕተ ምስራቅ

111. መዝገቡ ለቃል

112. ፍኖተ ሕይወት

113. ምስጢረ ስብሐት

114. መዝገበ ብርሃን

115. ምልእተ ክብር

116. ምልእተ ፍስሐ

117. ምልእተ ፀጋ

118. ጽላተ ኪዳን

119. ጽላተ ሕግ

120. ዳግሚት ሰማይ


በአዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ኣስማት ኣዴና ብምባል ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ኮነ ኣብ ጉባኤ ነኽብራ።

  ጸሎታን በረኸታን ምስ ኩላትና ናይ ሓደራ ደቃ ይሕደር ኣሜንንን

ኣብዚ ጥብቆ ኣቲና ነዚ ገጽ ፈለው ሸር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን ኩልና ።"

https://sonstmichael.blogspot.com/2022/09/blog-post_8.html

Please to grow our pages share, like, Follow and subscribe

https://sonstmichael.blogspot.com/2022/09/blog-post_8.html

 ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን ኩልና https://youtu.be/FIkzATbCA5Y

https://instagram.com/son_st_michael?igshid=ZDc4ODBmNjlmNQ==


 ስብሃት ለእግዚአብሔር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜን ፫።

Comments

ሚካኤል St.Michael

ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል

ጴጥሮስ ወ ጳውሎስ

ታሪኽ ገዳም ደብረ ሲና